ዓብደላ ሱለማን፡ ኣብ ፍሉት ጉዳይት፡ 1ይ ክፋል
YouTube Viewers YouTube Viewers
350 subscribers
105 views
0

 Published On Feb 12, 2024

ዓብደላ ሱለማን ሓደ ካብ`ቶም ቀዳሞት ተጋዳላይ`ዩ። ምንባሩ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ብዙሕ ዓውዲ ቃልሲታት እወንታዊ ኣበርክቶ ዝገበረ`ዩ። ከም ካድር፡ ናይ ለውጢ ሓሳብን ተግባርን፡ ቀጺሉ ኣባል ሰውራዊ ባይቶን ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ኮይኑ ዘገለገለ ንርእሱ ህያው ታሪኽ`ዩ።
ካብ ዓብደላ ሱለማን ክንሰንቆ ዘለና ኣገዳሲ ታሪኽ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ኣብ ሰለሰተ ክፋል ጌርና ከነቕርቦ ኢና።
(1) ብዛዕባ ምንቅስቓስ ምእራም ሰውራ ኤርትራ ኢሳላሕ፡
(2) ኣብ ደንከልያ ዘዓወቶ ዓወታት ከመይ ከምዝነበረ፡
(3) ከም ናይ ወጻኢ ሓላፊ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ፡ ምስ ስርዓት ደርጊ (ኢትዮጵያ) ዝካየደ ዝነበረ ዘተታት
ዝምልከት፡
- ስምምዕ ዘተ 20 ጥቅምቲ ምስ ህ/ግንባርን ውጽኢቱን
- ምቛም ናይ ሓባር ሽማግለታት" ስለምንታይ እየን ክሰርሓ ዘይከኣላ? ....

show more

Share/Embed